ሎሚ ዓርቢ፡ ማንህይም ኣብ እትብሃል ከተማ ጀርመን፡ ሓደ ዜጋ ብኻራ ገይሩ ኣብ ዕዳጋ እታ ከተማ ሓያሎ ሰባት ከም ዝሃረመ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ’ቶም በቲ መጥቃዕቲ ካራ ዝተሃርሙ ...
(ኦቻ)፡ ካብ መንጎኦም 95-ሽሕ ከም ዝተፈናቐሉን ኣብ 93 ወረዳታት ድማ ሕማም ኮሌራ ከም ዝተራእየ ኣፍሊጡ። ኣብ ሕርሻን ኣብ እንስሳን ዝወረደ ጉድኣት ሃሳዪ ምንባሩ`ውን ኦቻ ወሲኹ ጠቒሱ`ሎ። ...
Early vote counts from South Africa’s elections give the ruling African National Congress around 42.5 percent of the vote, ...
ኣብ ኣመሪካ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊዮን ሰባት ዝቐትል ፈላማይ ቀታሊ ሕማም ዝኾነ ሕማም ልቢ ብዝተፈላለዩ ናይ ነቲ ሕማምን ሞትን ምንካይ ከም ዝክኣል ክኢላ ሕማም ልቢ ዶክተር ሄኖክ ...
ተሰላፊ በልጂማዊት ጋንታ ኢንተርማሸ ዝዀነ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዝተቓንዐ ናይ ሓደ መዓልቲ ቅድድም ፍራንኮ-በልጂዩም ሰርክዩት ቀዳማይ ወጺኡ። ኣብዚ 190.6 ...
ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ሳልሳይ ንተጋባእቲ ዘሳትፍን ዘተ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሩ። ኣብዚ ፈላማይ ዘተ ካብ በበይኑ ኣካላትን ወገናትን ዝተዋጽኡ ልዕሊ 2,500 ተሳትፍቲ ምህላዎም ...
ቅድሚ 50 ዓመታት ኣቢሉ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኦስቲን ዝተመስረተ ማሕበር ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ (African Literature Association) ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሉዊቪል ኬንታኪ ዓመታዊ ዋዕላ ...
ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ምርጫ ኣመሪካ ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕ ፡ ድምጺ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ንምርካብ ይጉስጉሱ ኣለዉ። ቁጽሪ ንባይደን ዝድግፉ ጸለምቲ ካብቲ ኣብ 2020 ዝነበረ ከም ዝጎደለ ...
(ANC) ኣብዚ ሎሚ ዝጀመረ ምርጫ ዓብላልነት መናብር ክስእን’ዩ ዝብል ግምታት ብሓያሎ ዳህሳስ ርእይቶታት ህዝቢ ዘካየዳ ትካላት ይስማዕ ኣሎ። ገለ ወገናት ፕረዚደንት ሲሪዩል ራማፎዛ ንኻልኣይ እብረ ...
ናይ ሓሶት ሰነድ ብምጥቃም ካብ ሒሳብ ሕብረት ኣፍሪቃ ሽዱሽተ ቢልዮን ብር ንምውጻእ ፈቲኖም ብዝብል ዝተኸሰሱ ሓሙሽተ ውልቀሰባት ጉዳይ ሎሚ ሰኑይ ዝሰምዐ ቤት ፍርዲ ንዝቐረበ ሕቶ መሰል ዋሕስ ነጺጉ። ...
ካብ ክልቲኡ ፓርቲታት ዝተወከሉ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ሎሚ ሰኑይ ምስ ሓድሽ ዝተመርጹ ፕረዚደንት ታይዋን ኣብ ታይፐይ-ታይዋን ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም። ኣባልቲ’ቲ ልኡኽ ኣመሪካ ንታይዋን ዘለዎም ...
ግብጺ፡ ሓይልታት እስራኤል ኣብ ራፋህ መጽለሊ ካብ መንበሪኦም ዝተፈናቐሉ ደብዳብ ፈጺሞም ክትብል ነቲ መጥቃዕቲ ኮኒና። በቲ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 40 ሰባት ምሟቶም ኣብ ቓዛ ዝመደበሮም ሓገዝ ወሃብቲ ...